ኣብ 1ሳሙ 28፥11 እታ ጠንቋሊት ንሳሙኤል ኣተንሲኣቶ ድያ? ኣመንቲ ብኸመይ ጻውዒትና ነለሊ? መንዩኸ ዝሸይም? ካልኦት ሕቶታትን ፡ መም ኪዳነ ገብረሃዋርያት